Fana: At a Speed of Life!

ኤች ኣር 6600ን ኤስ 3199ን ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፍ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህልውና ኢትዮጵያን ዝፃረር ከምኡ እውን ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያ ኣሜሪካን ዘሎ ርክብ ዘበላሹ ሰነድ ኤች ኣር 6600ን ኤስ 3199ን ዝቃወም ሰላማዊ ሰልፍ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ከምዝካየድ ተገሊፁ።

እቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ መጀመርታ ዝቕፅል ሰሙን ከምዝካየድ ተሓቢሩ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.