Fana: At a Speed of Life!

ኤክስፖ ውድድር ተምሃሮ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ፈላማይ ኤክስፖ ውድድር ተምሃሮ ኣርተፊሻል ኢንተሊጀንስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ይካየድ ኣሎ።

እቲ መድረኽ ዳይሬክተር ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ውባየሁ ማሞ(ኢ/ር)፣ ሓላፊ ቢሮ ቱሪዝምን ኪነ ጥበብን ኣዲስ ኣበባ ሂሩት ካሳውን(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ብዕሊ ተኸፊቱ።

ኣብቲ መድረኽ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኡ ተምሃሮ ኣብቲ ዓውዲ ዘማዕበልዎም ፍሪያታት የቕርቡ ከምዘለዉ ግዜኢ ፀብፂቡ።

ኣብቲ ኤክስፖ ብዓውዲ ሕክምና፣ ትምህርቲ፣ ሳይንስን ቴክኖሎጂን፣ ምህንድስና ዝማዕበሊ ውፅኢታት ኣርተፊሻል ኢንተለጀንስ ቀሪቦም።

ካብ 47 ሃገራት ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኡ 3 ሺሕን 700 ፈጠራታት ስራሕ ተሳቲፎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.