Fana: At a Speed of Life!

“ክመርፅ ኢየ፤ ሓምለዋይ ኣሰር ከንብር ኢየ” ብዝብል ንዝሳለጥ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ልዕሊ 2 ነጥቢ 8 ሚሊየን ፈልሲታት ከምዝተሰናድኡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝቕፅል ሰኑይ “ክመርፅ ኢየ፤ ሓምለዋይ ኣሰር ከንብር ኢየ” ብዝብል ንዝሳለጥ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ልዕሊ 2 ነጥቢ 8 ሚሊየን ፈልሲታት ከምዝተሰናድኡ ተገሊፁ።

ሃገራዊ መረፃ ምስ ሓምለዋይ ልምዓት ብምውዳድ ሕብረተሰብ ጎድና ጎድኒ መረፃ ሓምለዋይ ኣሰር ከንብር ከምዝግባእ ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ምምሕዳር ሓምለዋይ ተፋሰስን ልምዓት ከባቢን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኢንጂነር ፅዮን ተሸመ ተዛሪበን፡፡

ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት ብብርኪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 7 ነጥቢ 5 ሚሊየን ፈልሲታት ንምትካል ትልሚ ከምዘሎ እውነ ኣብሪሀን፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.