Fana: At a Speed of Life!

እስራኤልን ሃማስን ወርሒ ረመዳን ምኽኒያት ብምግባር 40 መዓልታት ዝፀንሕ ስምምዐነት ደው ምባል ተዂሲ ክገብሩ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤልን ሃማስን ወርሒ ረመዳን ምኽኒያት ብምግባር 40 መዓልታት ዝፀንሕ ስምምዐነት ደው ምባል ተዂሲ ከምዝገብሩ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ገሊፆም።

እቶም ፕሬዚዳንት ኲናት እስራኤልን ሃማስን ብዝምልከት ከምዝበልዎ፥ ሃማስ ረቂቕ ሰነድ እቲ ስምምዕነት ይርኢ ኣሎ።

ብመሰረት እቲ ሰነድ 40 ተዓገትቲ እስራኤል ንምልቃቕ ፈቓደኛ እንተኾይኑ ካብ ዝቕፅል ዕለተ ሰኑይ ጀሚሩ እቲ ስምምዕነት ሙሉእ ንሙሉእ ተግባራዊ ከምዝኸውንን ተሓቢሩ።

እቲ ስምምዕነት ተግባራዊ እንተኾይኑ እስራኤል እውን ልዕሊ 400 ዕጉታት ፍልስጤም ከምዝለቅቕ ኣርቲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.