Fana: At a Speed of Life!

እስራኤል ኣብ ጋዛ ዕለታዊ ናይ ኣርባዕተ ሰዓታት ደው ምባል ተዂሲ ክትገብር ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ ጋዛ ዕለታዊ ናይ ኣርባዕተ ሰዓታት ደው ምባል ተዂሲ ንምግባር ምስምዕማዓ ኣሜሪካ ኣፍሊጣ።

ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን እቲ ውሳነ ቅኑዕን ኣብቲ ቀጣና ዝድለ ምምሕያሽ ንምምፃእ ዘለዎ0 ግደ ልዑል ከምዝኾነ ንኢዶም።

እቲ ደው ምባል ተዂሲ ብቐንዱ ኣብቲ ከባቢ ዝርከቡ ህፃናት ካብቲ ከባቢ ንከይጠፍኡ ንምግባር ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ።

ብተወሳኺ ኣብቲ ከባቢ ኣብ ፀገም ወዲቖም ዘለዉ ዜጋታት ኣድላዪ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብፃሕ ዘኽእል ኢዩ ክበል ቢቢሲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.