Fana: At a Speed of Life!

እቲ ብዓል መዚ ኣብ ዝሓለፉ ሽድሽተ ኣዋርሕ ካብ ዝተፈላለዩ ክፍሊታዊ ኣገልግሎታት ልዕሊ 914 ሚሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዓል መዚ ፍቓድን ምቁፅፃርን ኣሽከርከርቲን ተሸርከርቲን ኣብ ዝሓለፉ ሽድሽተ ኣዋርሕ ካብ ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ኣገልግሎት ልዕሊ 914 ሚሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ።

እቲ ብዓል መዚ፥ ኣብ ፍርቂ ኣመት በጀት 2014 ዓ.ም ካብ ኣገልግሎታት ኣሽከርከርቲን ተሸከርከረቲን 1 ቢሊየን 50 ሚሊየን ብር ኣታዊ ንምእካብ ተሊሙ እዩ 914 ሚሊየን 799 ሺሕን ብር ኣታዊ ኣኪቡ።

በዚ ድማ 87 ሚኢታዊ ካብ ትልሙ ምዕዋት ከምዝኸኣለ ካብ ብዓል መዚ ፍቓድን ቁፅፅርን ኣሽከርከርቲን ተሸከርከርቲን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.