Fana: At a Speed of Life!

እዋናዊ ኩነታት ተሓሳቢ ዝገበሩ ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ብዝበለፀ ኣጠናኺርካ ምስራሕ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝሓሸ ውፅኢት ንምምዝጋብ እዋናዊ ኩነታት ተሓሳቢ ዝገበሩ ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ብዝበለፀ ኣጠናኺርካ ምስራሕ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ገሊፆም።

ኣብ ሃገራት ኣፍሪካ ምስ ዝርከቡ ሚሲዮናት ኣፈፃፅማ መደባት 9 ኣዋርሕ በዝምልከት ዘተ ተገይሩ።

ብተወሳኺ ኣብ ዝቕፅሉ 60 መዓልታት ዝስርሑ ስራሕቲ በዝምልከት ምስ እቶም ኣመራርሓ ሚሲዮናት ዘተ ከምዝተገበረ ተገሊፁ።

ኣብቲ መድረኽ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ክመሓየሹ ዝግባእ ተግባራትን ብዝምልከት ኣፅንኦት ተዋሂቡ ተራእዩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.