Fana: At a Speed of Life!

ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 29 ሺሕ ተረባሕቲ ሴፍቲኔት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀነሲ ውሕስነት ምግብን ልምዓታዊ ሴፍቲኔትን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 29 ሺሕን 400 ተረባሕቲ ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ኣመሪቑ።

እቲ ተረባሕቲ ናብ ዝሓሸ ዓውዲ ስራሕ ከምዝተሰጋገሩ ገሊፁ።

በዚህም በአካባቢ ጥበቃ ስራ፣ በከተማ ግብርና እና በጽዳት አገልግሎት ስራ ላይ እንዲሰማሩ በማድረግ 29 ሺህ 410 በዝቅተኛ የኑሮ ደረጃ ላይ የሚገኙ ዜጎችን ተጠቃሚ ማድረጉን ገልጿል።

ብመሰረት እዚ ኣብ ስራሕቲ ሓለዋ፣ ከተማ ሕርሻን ኣገልግሎት ፅርየትን ነክዋፈሩ ብምግባር 29 ሺሕን 410 ኣብ ትሑት ናብራ ዝነበሩ ዜጋታት ተረባሕቲ ከምዝገበረ ሓቢሩ።

እቲ ኤጀንሲ መርሃ ግብሩ ዕላዊ ካብ ዝገበረሉ 2009 ዓ.ም ጀሚሩ ንሰለስተ ግዘ ልዕሊ 400 ሺሕ ኣብ ትሑት ናብራ ዝነበሩ ዜጋታት ተረባሕቲ ከምዝገበረ አወን ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.