Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ስነ-ስርዓት ዒድ ሶላት ብፍቕሪን ሕብረትን ንኽኽበር ንዘተባበሩ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ርእሰ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ስነ-ስርዓት ዒድ ሶላት መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብፍቕሪን ሕብረትን ንኽኽበር ንዘተሓባበሩ ኣካላት ምስጋና ኣቕሪበን።

ኣቤቤ ስነ-ስርዓት ዒድ ሶላት በዓል ዒድ ኣልፈጥር ሎሚ መዓልቲ ኣስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ብድምቀት ተኸይዱ።

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ፤ “ሎሚ መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብፍቕሪን ሕብረትን ብድምቀት ተኸቢሩ” ኢለን።

“እዚ ንዘተሓባበርኩም ኣካላት ብሽመይን ብሽም እቲ ምምሕዳር ከተማን ልባዊ ምስጋናይ የቅርብ” ክብላ ገሊፀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.