Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር መአዲ ኣንጊደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2016 ዓ. ም(ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ትሕት ኣታዊ ንዘለዎም ነበርቲ እታ ከተማ ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት መኣዲ ኣንጊደን።

እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ትንሳኤ መርኣያ ፍቕሪን ርህራሀን ብምዃኑ ንሕና እውን ሓታቲ ምስ ዘይብሎም ነበርቲ ምግብ ጥራሕ ዘይኮነስ ፍቕሪ ተኣንጊድና ኢና ኢለን።

ኩላህና በቢዘለናዮ ዓቕሚ ንዝሰኣኑን ሓታቲ ዘይብሎምን እናሓሰብና ነቲ በዓል ብፍቕሪን ብሓድነትን ነሕልፎ ክብላ ፃውዒት ኣቕሪበን።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.