Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ክሊኒክ ህፃናትን ማእኸል መፅንሒ ህፃናትን መሪቐን ከፊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምምሕዳር እቲ ከተማ ዘህነፆ ክሊኒክ ህፃናትን ማእኸል መፅንሒ ህፃናትን መሪቐን ከፊተን።

ህፃናት ካብ ጥንሲ ጀሚሩ ኣድላዪ ክንክን ረኺቦም ብኣካልን ኣእምሮን ማዕቢሎም ንክዓብዩ እቲ ምምሕዳር ከተማ ፍሉይ ጠመተ ከምዝገብር ተዛሪበን።

ፃውራ ናብራ ኣዴታት ምቕላል ዘኽእል መፅንሒ ህፃናትን ጥዕና ህፃናትን ንምክትታል ዘኽእል ክሊኒክ ከምዝኾነ እውን ሓቢረን።

ኣብ ዝቕፅሉ ሰለስተ ዓማውቲ 1 ሺሕ ተወሳኺ ማእኸል መፅንሒ ህፃናት ከምዝህነፁ እተን ገንቲባ ገሊፀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.