Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌደራል ዘህነፆም መንበሪ ኣባይቲ ገርጂ ተዓዚበን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌደራል ኣብ ውሽጢ 18 ኣዋርሕ ዘህነፆም ዘበናዊ መንበሪ ኣባይቲ ገርጂ ተዓዚበን።

እተን ከንቲባ ኣብ ዑደተን ከምዝገለፀኦ፥ ኣብ ሓጺር እዋን ከምዚ ዝበለ ግዙፍ ፕሮጀክት ኣብታ ከተማ ምስርሑ ንፅባቐን ዕቤትን እታ ከተማ ዓቢዪ ኣስተዋፅኦ ዘበርክት ኢዩ፡፡

ዘበናዊ ቴክኖሎጂታት በብምጥቃም ፀገም ኣባይቲ እታ ከተማ ንምፍታሕ ዝንቀሳቐሱ ኣልማዕቲ እቲ ምምሕዳር ከተማ ከምዘበረታትዕ ምግላፀን ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.