Fana: At a Speed of Life!

“ኩለን ደቂ ኣንስትዮ ንብልፅግና፤ ብልፅግና ንኹለን ደቂ ኣንስትዮ” ብዝብል መሪሕ ቃል ድጋፍ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) “ኩለን ደቂ ኣንስትዮ ንብልፅግና፤ ብልፅግና ንኹለን ደቂ ኣንስትዮ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ድጋፍ ደቂ ኣንስትዮ ይካየድ ኣሎ።

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፓር ብልፅግና ወኪለን ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባን ዝዳደራ ሕፁያት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስታዲየም ምስ ዝተረኸባ ደቂ ኣንስትዮ ክፋለጣ ኢየን።

ሎሚ መዓልቲ ካብ ኩለን ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ ዝተውፃእፅኣ ደቂ ኣንስትዮ ንፓርቲ ብልፅና ዘለወን ድጋፍ እናገለፃ ይርከባ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ደቂ ኣንስትዮ ሚኒስትራት፣ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ኣይተ መለሰ ኣለሙ፣ ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ መተሓባበሪ ትካላት ወሃብቲ ኣገልግሎት ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ፣ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባን ንምውድዳር ሕፁያት ዝኾኑ ተወዳደርቲ ፓርቲ ብልፅግና ተረኺቦም።

ብሃይማኖት እያሱ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5…ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.