Fana: At a Speed of Life!

ኩባንያታት ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያታት ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ።

ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ደሴ ዳልኬ ኣብታ ሃገር ኣብ ዝተሳለጠ መድረኽ ምትሕብባር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኮሪያ ኣፍሪካ ተሳቲፎም።

ኣምባሳደር ደሴ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ኢኮኖሚ፣ ኢንቨስትመንት ወፃኢን ኣብ ክሊ ምትሕብባር ዓውዲታት ኢትዮ-ኮሪያን መብርሂ ሂቦም።

ኣብ ኢትዮጵያ ምቹእ ምህዳር ኢንቨስትመንት ከምዘሎ ብምሕባር፥ ኩባንያታት ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.