Fana: At a Speed of Life!

ካብ ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ጀሚሩ ብዘይቪዛ ናብ ኬኒያ ምእታው ተፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝኾነ ይኹን ሃዋፂ ካብ ሓዱሽ ዓመት ፈረንጂ ጀሚሩ ብዘይቪዛ ናብ ኬኒያ ምእታው ከምዝኽእል ተገሊፁ።

ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊሊያም ሳሞኢ ሩቶ፥ ኣብ ኬኒያ ሓዱሽ ፖሊሲ ንምትግባር ዘኽእል ምህዳር ዲጂታል ኤሌክትሮኒክ መረዳእታ ከምዝተሰናደአ ተዛሪቦም።

እቲ ውሳነ ዓውዲ ቱሪዝም እታ ሃገር ከምዘነቓቕሕ ዘ ኢስት ኣፍሪካን ፀብፂቡ።

ኬንያውያን ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ሃገራት ኣፍሪካ ይኹን ካብ ዝኾነ ከፍሊ ዓለም ዝመፅኡ ተጓዓዝቲ ንምቕባል ድልዋት ኢዮም ክብሉ እቶም ፕሬዚዳንት ተዛሪቦም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.