Fana: At a Speed of Life!

ካብ ስልጠና ዝተረኸቡ ልምዲታት ምትግባር ካብ ኣመራርሓ ብቐዳምነት ትፅቢት ዝግበረሉ ጉዳይ ኢዩ-ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ስልጠና ዝተረኸቡ ልምዲታት ምትግባር ካብ ኣመራርሓ ብቐዳምነት ትፅቢት ዝግበረሉ ጉዳይ ኢዩ ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም።

ኣይተ ኣደም፥ ኣብ ከተማ መቱ ንኣመራርሓ መንግስቲ ኣብ ዝወሃብ ዘሎ ስልጠናን ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ልምዓትን ዑደት ገይሮም።

ኣበ ቀፃሊ ተመሳሰልቲ ስልጠናታት ህንፀት ዓቕሚ ምሃብ ብዝምልከት ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተዛሪቦም።

ቅድመ ሐዚ ካብ ዝተውሃቡ ስልጠና ዝተረኸቡ ልምዲታት ምትግባር ካብ ኣመራርሓ ብቐዳምነት ትፅቢት ዝግበረሉ ጉዳይ ኢዩ አውን ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.