Fana: At a Speed of Life!

ካብ ስዑድ ዓረብ ተመለስቲ ናብ ሃገሮም የኣትዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ስዑድ ዓረብ ተመለስቲ ዘዜጋታት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣቀባብላ ይግበረሎም ኣሎ።

ካብ ዝዑድ ዓረብ ዝነብሩ ዜጋታት ንምምላስ መንግስቲ ብዝገብሮ ፃዕሪ ካብ 7 ክሳብ 11 ወርሒ ኣብ ዘሎ እዋን ክሳብ 100 ሺሕ ንላዕሊ ዜጋታት ንምምላስ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ይፍለጥ፡፡

ኣካል እቲ ትልሚ ዝኾነ ቀዳማይ ዙር ተመለስቲ ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲ ኣበባ እናኣተዉ ይርከቡ፡፡

ሚኒስትር ሰራሕተኛን ማህበራዊ ጉዳይን ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬ፣ አ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ወይዘሮ ብርቱካን አያኖን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣቀባብላ እናገበሩሎም ይርከቡ፡፡

ብታሪኩለገሰን መሕመድ ዓሊን

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B

5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.