Fana: At a Speed of Life!

ካብ ቻይና ቼንግዱ – ኣዲስ ኣበባ ግልጋሎት ፅዕነት ኣውሮፕላን ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ቻይና ቼንግዱ – ኣዲስ ኣበባ ግልጋሎት ፅዕነት ኣውሮፕላን ከምዝተጀመረ ተገሊፁ።

ኣብ ከተማ ቼንግዱ ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት መጀመሪ÷ ተወከልቲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ መዳርግቲ ኣካላት እቲ ዓውዲ ቻይናን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም፡፡

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ክልቲአን ሃገራት ስምምዕነት ምትሕብባር ልምዓት ግልጋሎት ፅዕነት ከምዝተፈራረማ ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይናዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.