Fana: At a Speed of Life!

ካብ ኣላማጣ-ቢሶበር ያሎ ከልዋን ዘሎ ፅገና መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ጉድኣት በፂሑዎ ዝነበረ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ኣላማጣ-ቢሶበር ያሎ ከልዋን ፅገናኡ ከምዝተዛዘመ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ክልል ዓፋር ኣፍር ኣፍሊጡ።

ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኣገልግሎት ያሲን ዓሊ፥ ካብ ኣላማጣ – ቢሶበር ያሎ ከልዋን ዘሎ ማእኸላይን ትሑት መስመር ከምኡ እውን ፅገና ትራንስፈርመር ሙሉ ብሙሉእ ስለተዛዘመ፤ ተቋሪፁ ዝነበረ ሓይሊ ኤሌክትሪክይል ዳግም ናብ ኣገልግሎት ከምዝምለስ ገሊፆም፡፡

ብካሊእ መዳይ ጭፍራ፣ እዋን ኣውራን ሞባይል ሰብስቴሽ ወልዲያ ምስተዛዘመ ሓይሊ ካብ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ሓበሬታ የመልክት፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.