Fana: At a Speed of Life!

ካብ ክልል ኣምሓራ፣ ኣዲስ ኣበባ፣ ደቡብን ሲዳማን ዝተውፃእፅኣ ኣወዳድባ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ንዝቃለሱ ሓይሊታት ፀፅታ ልዕሊ 18 ሚሊየን ብር ዝግመት ብዓይነት ድጋፍ ገይረን 

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ክልል ኣምሓራ፣ ኣዲስ ኣበባ፣ ደቡብን ሲዳማን ዝተውፃእፅኣ ኣወዳድባ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ንዝቃለሱ ሓይሊታት ፀፅታ ልዕሊ 18 ሚሊየን ብር ዝግመት ብዓይነት ድጋፍ ገይረን ።

እቲ ግብረ ራዕዲ ብዝኸፈቶ ጦርነት ኣብ ግንባር ንዘለዉ ሓይሊታት ፀፅታን ብምኽኒያት እቲ ጦርነት ካብ ከዘኦመ ንዝተፈናቐሉ ወገናት ንምድጋፍ  እተን ኣመራርሓ እቲ ኣወዳድባ ኣብ ባህርዳር ከምዝርከባ ተገሊፁ።

ኣብ ስነ ስርዓት እተ ርኽክብ ዝተረኸባ ኣመራርሓ፥ ዜጋታት ናብ መረበቶም ክሳብ ዝምለሱ እቲ ድጋፍ ከምዝቕፅል ምግላቨን ከብ ፓርቲ ብልፅግና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.