Fana: At a Speed of Life!

ካናዳ ንመፈፀሚ ፕሮጀክትታት ልምዓት ኣፍሪካ ዝኸውን 140 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካናዳ ንመፈፀሚ ፕሮጀክትታት ልምዓት ኣፍሪካ ዝኸውን 140 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይራ።

ተፀዋዒ ኤጀንሲ ልምዓት ኢኮኖሚ ካናዳ ኣብ ዓለም ለኸ ልምዓትን ሃገራት ፓስፊከን ሃርጂት ሳጃን፥ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ቻድን ገብፅን ዝነበሮም ዑደት ዛዚሞም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

ዕላዊ ካብ ዝተገበረ ገንዘብ ብተወሳኺ ንቀጣና ሳሕልን ከባቢ ቻድን ሰብኣዊ ደገፍ ዝውዕል  39 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዶላር ከምዝተመደበ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.