Fana: At a Speed of Life!

ክልል ሲዳማ ካብ ክልላትን ከተማ ምምሕዳራትን ልዕሊ ብር 200 ሚሊየን ሓገዝ ኣተኣኻኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ የካቲት 15፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዕላዊ ምስረታ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ክልል ሲዳማ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ተኻይዱ፡፡

ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምስረታ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልላትን ተረኺቦም፡፡

እቲ ክልል፥ ክላትን ምምሕዳር ከተማታትን ብዝገበሩዎ ሓገዝ ልዕሊ ብር 200 ነጥቢ 6 ሚሊየን ኣተኣኻኺቡ፡፡

በዚሁ ሥነ-ስርአት ላይ የኦሮሚያ ክልል የ100 ሚሊዮን ብር ድጋፍ ያደረገ ሲሆን፤ የአማራ ክልል ደግሞ የ30 ሚሊዮን ብር ድጋፍ ማድረጉን አስታውቋል

ኣብቲ ስነ-ስርዓት ክልል ኦሮሚያ ብር 100 ሚሊየን ሓገዝ ዝገበረ እንትኸውን፥ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብር 50 ሚሊየን፣ ክልል ኣምሓራ ብር 30 ሚሊየን፣ ክልል ሶማሌ ብር 10 ሚሊየን፣ ክልል ዓፋር ብር 7 ሚሊየን፣ ክልል ሃረሪ ብር 5 ሚሊየን ከምኡ እውን ክልል ጋንቤላ ብር 2 ሚሊየን ሓገዝ ገይሮም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.