Fana: At a Speed of Life!

ክልል ኣምሓራ ማእኸል ትርምስ ንምግባር ተግባር ግብረ ራዕዲ ኣብ ልዕሊ ዝፈጥሩ ኣካላት ዘየዳግም ስጉምቲ ክንወሰድ ኢና-ዶክተር ይልቃል ከፋለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኣምሓራ ማእኸል ትርምስ ንምግባር ተግባር ግብረ ራዕዲ ኣብ ልዕሊ ዝፈጥሩ ኣካላት ዘየዳግም ስጉምቲ ክንወሰድ ኢና ከብሉ ረእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ይልቃል ከፋለ ኣፍሊጦም።

እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ከተማ ጎንደር ዘጋጠመ ምንጋዕ ሰላም ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ መንግስቲ እቲ ክልል ግቡእ ክትትል ብምግባር ዘየዳግም ስጉምቲ ክወስድ ኢዩ ኢሎም።

ከም ሃገር ካብ ዘጋጠሙና ፀገማት ሙሉእ ንሙሉእ እንተይወፃእና ሃይማኖት ምኽኒያት ብምግባር ጎንፂ ሕድ ሕድ ንምፍጣር ዝፅዕሩ ኣካላት ኣይንዕገስን እውን ኢሎም።

ስለዝኾነ ክልል ኣምሓራ ማእኸል ትርምስ ንምግባር ተግባር ግብረ ራዕዲ ኣብ ልዕሊ ዝፈጥሩ ኣካላት ዘየዳግም ስጉምቲ ክንወሰድ ኢና ክብሉ ገሊፆም።

ኣቦታት ሃይማኖት፣ ዓበይቲ ዓዲን መናእሰይን ንሰላም ዘብዒ ንክኾኑ ምትሕስሳቦም ኣሚኮ ፀብፂቡ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.