Fana: At a Speed of Life!

ክልል ኦሮሚያ ንሰላም፣ ሰናይ ምምሕዳርን ልምዓትን ፍሉይ ጠመተ ሂቡ እናሰርሐ ምፅንሑ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲን ህዝቢን ክልል ኦሮሚያ ጎና ጎድኒ ምኽባር ሉኣላዊነትን ሰላምን ፀገማት ሰናይ ምምሕዳር ብምፍታሕ ስራሕቲ ንምቅልጣፍ ፍሉይ ጠመተ ሂቡ እናሰርሐ ምፅንሑ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም።

እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ ኣዋርሕ ዝተሳለጡ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ እቲ ክልል ንክልተ መዓልቲ ኣብ ዝፀንሕ ስሩዕ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ እናቕረቡ ይርከቡ።

ኣባላት ጉጅለ ራዕዳውያን ሸኔ፣ ኣባ ቶርቤን ህወሓትን እቲ ክልል ማእኸል ዓውደ ኲናት ንምግባርን ስራሕቲ ልምዓት ንደሓር ንምምላስን ዝገበሩዎ ዘይተቛረፀ ምንቅስቓስ ንምምካት ከምዝተሰርሐ እውን እቶም ርእሰ ምምሕዳር ገሊፆም።

ሕዚ እውን እቶም ዕጡቓት ዝተፈላለዩ ዞባታት እቲ ክልል እናፈፀሙዎ ዝርከቡ ልዑል ዕንወት ምክልኻል ግዘ ዝወሃቦ ጉዳይ ከምዘይኮነ ኣብሪሆም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.