Fana: At a Speed of Life!

ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ሪዞርት ሃላላ ኬላ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ተረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ  ክልላዊ መንግስቲ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ሪዞርት ሃላላ ኬላ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ተረኪቡ።

መንግስቲ እቲ ክልል፥ ናይ ፕሮጀክት ንሃገር ኣካል ዝኾነ ኣብ ክላስተር ፕሮጀክት ኮይሻ ዝለምዕ ዘሎ ሪዞርት ሃላላ ኬላ ኢዩ ተረኪቡ።

እዚ ንምልማዕ ምስ ማነጅመርት  ፓራዳይዝ ሎጃት፣ ሪዞርታትን ሆቴላትን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ስምምዕነት ከምዝተገበረ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.