Fana: At a Speed of Life!

ክልል ደቡብ ንክልል ዓፋር 25 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ደቡብ ኣብ ክልል ዓፋር ብወራሪ ህወሓት ነዝተፈናቐሉ ዜጋታት ዝውዕል 25 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ።

እቲ ድጋፍ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣትረ ርስቱ የረዳው ንርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልለ ኣይተ አወል አርባ ኣረኪቦም።

ኣይተ ርስቱ ይርዳው ሓዊሱ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ክልል ደቡብ ኣይተ ጥላሁን ከበደ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መነግስቲ እቲ ክልልን ተረኺቦም።

ብዓሊ ሹምባህሪ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.