Fana: At a Speed of Life!

ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልኪ ንሰራዊት ምክልኻል 105 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልኪ ንሰራዊት ምክልኻል 105 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይሩ።

ኣብቲ ክፍለ ከተማ ዝነብራ ደቂ ኣንስትዮን ኣዴታትን ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ምድላው ስንቂን መርሃ ግብሪ ልገሳ ደምን ኣካይደን።

እቲ ክፍለ ከተማ ካብ ሓረስቶትን ደቂ ሓረስቶትን ዝተኣከቡ 200 ሰንጋታት እውን ኣበርኪቱ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.