Fana: At a Speed of Life!

ክፍሊት ሮያሊቲ ባህላዊ ኣፍረይቲ ወርቂ ሙሉእ ብሙሉእ ተላዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብባህላዊ መገዲ ወርቂ እናፍረዩ ናብ ባንኪ ዘቕርቡ ኣፍረይቲ ንክልል ዝኸፍሉዎ ዝነበሩ ክፍሊት ሮያሊቲ ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝተለዓለ ተገሊፁ።

ሚኒስትር መዓድንን ነዳዲን ኢንጂነር ታከለ ኡማ “ዝነኣድ ውሳነ” ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ክፍሊት ሮያሊቲ ተላዒሉ ኢዩ።

ዝሰርሑ ኣእዳው ኩሉ ግዘ ድጋፍ የድልዮም፤ ባህላዊን ትሑት ኣፍረይቲ ወርቂን ንክፍለ ኢኮኖሚ መዓድን ሃገር ዋልታ ኮይኖም ዘበናት እናሳገሩ ከምዝርከቡ ገሊፆም።

ርእሰ ምምሕዳራት ብባህላዊ መገዲ ወርቂ እናፍረዩ ንባንኪ ዘቕርቡ ኣፍረይቲ ንክልል ይኸፍሉዎ ዝነበሩ ክፍሊት ሮያሊቲ ሙሉእ ብሙሉእ ከምዘልዓሉ ኣገንዚቦም።

እቲ ስጉምቲ ከም ሃገር ንባህላዊ ኣፍረይቲ ወርቂ ዝተውሃበ ትኹረት መርኣያ ከምዝኾነ እውን ኣገንዚቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.