Fana: At a Speed of Life!

ኮሌጅ ሕክምናን ጥዕና ሳይንስን ዩኒቨርሲቲ ኣርባ ምንጭ 87 ዶክተራት ሕክምና ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሌጅ ሕክምናን ጥዕና ሳይንስን ዩኒቨርሲቲ ኣርባ ምንጭ 87 ዶክተራት ሕክምና ኣመሪቑ።

ካብ መንጎ እቶም ተመረቕቲ እተን 32 ደቂ ኣኒስቲዮ ከመዝኾና ተገሊፁ።

ኣብዛ ሃገር ንምምሕያሽ ጥዕና ማሕበረሰብ ዓሊሙ መነግስቲ ንዝገብሮ ዘሎ መርምራብ ዕውትነት እቶም ተመረቕቲ ልዑል በፅሒት ከምዝህልዎም ፕሬዚዳንት እቲ ዩንቨርስቲ ዶክተር ዳምጠው ዳርዛ ተዛሪቦም።

እቶም ተመረቕቲ ተምሃሮ ብሙሉእ ዓቕሞም ንምዕባለ እዛ ሃገር ክሰርሑ ከምዝግባእ እውን ሓቢሮም።

ሎሚ መ’ዓልቲ ዝተመረቑ ሓዊሱ እቲ ዩንቨርስተ 572 ዶክተራት ሕክምና ከምዘመረቐ ተሓቢሩ።

ብማቴዎስ ፈለቀ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.