Fana: At a Speed of Life!

ኮሌጅ ዋር ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘሰልጠኖም ጀነራል መኮንናትን ላዕለዎት መኮንናትን ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ዋር ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብሓፂር መርሃ ግብሪ ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ጀነራል መኮንናትን ላዕለዎት መኮንናትን ኣመሪቑ።

ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ላዕለዋይ ኢታማዞር ሹም ሰራዊት ምክካል ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ርክብ ወፃኢን ሰላምን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዲማ ኖጎ፣ ሚኒስተር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖን ካልኦት ኣጋይሽን ተረኺቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.