Fana: At a Speed of Life!

ኮሚሽነር ለሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ለሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮ ተዛቲየን።

ዕድላትን ኣማራፂታትን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንሰብ ሃፍቲ ጃፓን ብሓባር ናይ ምፍላጥ ስራሕቲ ምስራሕ ኣብ ዝከኣሉሎም መገዲታት ኣብቲ እዋን ዘተ ተላዒሎም፡፡

ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ሰብ ሃፍቲ ጃፓን እናወሰኸ ምምፅኡ ኣብቲ እዋን ዘተ ከምዝተገለፀ ካብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.