Fana: At a Speed of Life!

ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ምስ ኣዘዝቲ ፖሊስ ሶማሊያን ጅቡቲን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዚያዊ ፕሬዚዳንት ትካል ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ  ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ምስ ኣዘዝቲ ፖሊስ ሶማሊያን ጅቡቲን ዘቲዮም።

እቶም ኮሚሽነር ጀነራል፥ ምስ ኣዛዚ ብሄራዊ ፖሊስ ሶማሊያ ብርጋዴር ጀነራል ሱሉብ ኣሕመድ ፊንን ምክትል ኣዛዚ ብሄራዊ ፖሊስ ጅቡቲ ኮሎኔል ዑመር ሁሴን ሀሰንን ኣብ ግብረ ራዕድነትን ካልኦት ዝተወደቡ ዶብ ተሻገርቲ ገበናትን ብዝተዋደደ ስሉሳዊ ጥምረት ንምክንካል ተስማዕሚዖም።

ብተወሳኺ መኮንናት ፖሊስ ሰለስቲአን ሃገራት ዓቕሚ ምጉልባት ኣብ ዘኽእል ዛዕባታት ምዝታዮም ካብ ፌዴራል ፖሊስ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.