Fana: At a Speed of Life!

ኮሚሽን ልምዓት ቤተ ክርስቲያን ቃለ ህይወት ኢትዮጵያ ብምኽንያት እቲ ኲናት ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ልዕሊ ብር 25 ሚሊየን ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ልምዓት ቤተ ክርስቲያን ቃለ ህይወት ኢትዮጵያ 25 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ድጋፍ ዓይነት ገይሩ።

እቲ ደገፍ፥ ብምኽንያት እቲ ኲናት ጉድኣት ንዝበፅሖም ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ንዝርከቡ ዜጋታት ዘውዕል ከምዘኾነ ተገሊፁ።

እቲ ድጋፍ ኣብ ሃብሩ፣ ኣብ  ጉባላፍቶን ከባብታት ቆቦን ኣብ ጸገም ንዝርከቡ ዜጋታት ይከፋፈል ምህላዉ ኮሚሽነር ኮሚሽን ልምዓት ተፈራ ቴሌሮ ተዛሪቦም።

እቲ ኮሚሽን ብምኽንያት እቲ ኲናት ጉድኣት ንዝበፅሖም ክፋላት ሕብረተሰብ ናይ ዕለት መግቢ ድጋፍ ቅድሚያ ሂቡ የብጽሕ ምህላዉ እቶም ኮሚሽነር ኣረዲኦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.