Fana: At a Speed of Life!

ኮሚሽን ምኽክር ኣብ እስያ፣ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃራዊ ኮሚሽን ምኽክር ኢትዮጵያ ኣብ እስያ፣ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን ምስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያን ብመርበብ ሓበሬታ ተዛቲዩ።

ኣብ እስያ፣ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኣ ከይዲ ሃገራዊ ምኽክር ክህልዎም ብዛዕባ ዝግባእ ተሳትፎን ክገብሩዎ ዝግባእን ሓገዝ ዝምልከት ዘተ ተኻይዱ፡፡

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ኣባላት እቲ ኮሚሽን ኮሚሽኑን ሃገራዊ ምኽክርን ከይዲ ሃገራዊ ምኽክርን ብዝምልከት ዝተፈላለዩ ገለፃታትን መብርሂታትን ከምዝሃቡዎም ተገሊፁ፡፡

በዚ ድማ ብዛዕባ ሃገራዊ ምኽክር መሰረታዊ ፅንሰ-ሓሳብ፣ ሃገራዊ ምኽክር ንኢትዮጵያ ዘለዎ ረብሓ፣ በቲ ኮሚሽን ዝተወገኑ ወሰንቲ ተግባራትን ኮሚሽኑ ዝግዘአሎም ማዕቐፋት ሕጊን ከምዝቐረቡ ካብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.