Fana: At a Speed of Life!

ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ደገፍ ተሽከርከርቲ ተገይሩሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣሜሪካ(ዩ ኤስ ኤይድ)ንኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ደገፍ ተሽከርከርቲ ገይሩ።

ኣፈፃሚት ጉዳይ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ትሬሲ ኣን መፍትሕ እተን ተሽከርከርቲ ንምክትል ዋና ኮሚሽነር ራኬብ መለሰ ኣረኪበን።

ኣምባሳደር ትሬሲ÷ እቲ ኮሚሽን ዝሰርሖም ስራሕቲ ንምስፋሕ እቲ ደገፍ ዕድል ከምዝፈጥር እምነት ኣለኒ ኢለን።

ንቐፃሊ እውን እቲ ደገፍ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተዛሪበን።

ራኬብ መለሰ ብግደአን÷ ኣብ መላእ ሃገር ዘሎ ዝተፈላለዩ ሰብኣዊ መሰላት ንምክትታልን ምርመራ ንምግባርን እቲ ኮሚሽን ይሰርሕ ከምዘሎ ምግላፀን ግዜኢ ፀብፂቡ።

እቲ ሓገዝ ተሽከርከርቲ ብዝበለፀ ንህዝቢ ግንዛበ ንምጭባጥ ከምዝሕግዝ ሓቢረን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

 

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

 

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.