Fana: At a Speed of Life!

ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼብኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼብኡ መክያድ ጀሚሩ።
ኣቦ መንበር ፓርቲ ብልፅግና ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም ከምዝበልዎ፥ እቲ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ብዙሓት ወሰንቲ ጉዳያት ብምድሃብ ኢዩ ኣኼብኡ ዘካይድ ዘሎ።
እቲ ኮሚቴ ኣብ እዋናዊን ሃገራዊን ዛዕባታት ብምዝታይ ዝተፈላለዩ ኣንፈታት ክህብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B 5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።
ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።
You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.