Fana: At a Speed of Life!

ኮማንድ ፖስት ምብራቕ ኣምሓራ ኣፈፃፅማ ስራሕቲ ሰላምን ፀፅታን ይግምግም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮማንድ ፖስት ምብራቕ ኣምሓራ ኣፈፃፅማ ስራሕቲ ሰላምን ፀፅታን ኣብ ከተማ ኮምቦልቻ ይግምግም ኣሎ።

እቲ ኮማንድ ፖስት÷ ኣብ እዋናዊ ኩነታ ሰላምን ድሕንነትን እቲ ከባቢ ብምጥማት ግምገማ እናካየደ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡

ምዝዛም እቲ ገምጋም ስዒቡ ናይ ቀፃሊ ኣንፈታት ከቕምጥ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ተሓቢሩ፡፡

ኣብቲ መድረኽ ግምገማ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣብዱ ሁሴን ሓዊሱ ኣመራርሓታት እቲ ኮማንድ ፖስትን ላዕሎት ኣሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተረኺቦም።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.