Fana: At a Speed of Life!

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ንተመዛበልቲ ክልል ዓፋር ሓገዝ 15 ሚሊየን ብር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ንተመዛበልቲ ክልል ዓፋር 15 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ሓገዝ ዓይነት ገይሩ።

እቲ ሓገዝ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣይተ ሳንዲካን ደበበ ንርእሰ ምመሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣረኪቦምዎም፡፡

ኣይተ ሳንዶካን ኣብቲ ስነ-ስርዓት ርኽክብ ከምዝገለፁዎ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር ከዕውቶ ዝሓሰቦ ጥፍኣት ብጅግንነት ህዝቢ ተመኪቱ ኢዩ።

ንዝተወሰኑ እዋናት ብዘኣተዎም ከባቢታት ኣብ ልዕሊ ሰባትን ንብረትን ዘስዐቦ ዕንወት ልዑል ከምዝኾነ እውን ኣልዒሎም፡፡

ብምኽንያት ወራር እቲ ጉጅለ ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን 15 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲ ሓገዝ ከምዝተገበረ እቶም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ገሊፆም፡፡

ብበላይ ተስፈዬ

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.