Fana: At a Speed of Life!

ወርሒ ረመዳን ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ መእተዊት ወርሒ ረመዳን ረመዳን ብምርኣያ መበል 1445 ወርሒ ረመዳብ ፅባሕ ከምዝጅምር ተገሊፁ፡፡

ዓብዪ ወርሒ ረመዳን ብምትሕስሳብን ንኣላህ ብምልማንን ምሕላፍ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽ ጉዳያት እስልምና ሸይኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ ምግላፆም ይዝከር።

ሸይኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋ÷ “ወርሒ ረመዳን ኣመልኪቶም ብቅድሚ ትማሊ ኣ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ እንቕበሎ ወርሒ ረመዳን ናይ እዝነት፣ ምሕረት፣ ካብ ነጃ ሓዊ ንወፅአሉ፣ ብኣላህ ተቐባልነት ዘለዎ ወርሒ ዒባዳ የኹልና” ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.