Fana: At a Speed of Life!

ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ምስ ላዕለዋይ ሓላፊ ስራሕ ሕብረት ኣውሮፓ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ምስ ኮሚሽነር ማኔጅመንት ጎንፂን ቅልውላውን ሕብረት ኣውሮፓ ጃንዜል ሌናርሲክ  ዘቲዮም።

ኣብቲ ዘተ፥ ሰብኣዊን ውሕስነት ምግብን፣ ድርቂ፣ ለውጢ ክሌማን ጎንፂን ምብራቕ ኣፍሪካ ተላዚቦም።

ብተወሳኺ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሱዳን ምዝታዮም ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልአኽቲ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.