Fana: At a Speed of Life!

ወ/ሮ ሙፈሪሃት ምስ ዓለም ለኸ ሓለፍቲ ትካላት ኣቕረብቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ዘሎ ከይዲ ዝርገሐ ሰብዓዊ ሓገዝ ኣመልኪተን ምስ ዓለም ለኸ ሓለፍቲ ትካላት ኣቕረብቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ተዛቲየን።

ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዝርገሐ ርዳእታ ዝረኣዩ ክፍተታትን ክውሰዱ ዝግበኦም ቅልጡፋት ስጉምቲታት ዝምልከት ዘተ ኢዩ ተኻይዱ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.