Fana: At a Speed of Life!

ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ዳይሬክተር ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ዳይሬክተር ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ (USAID Ethiopia) ሾን ጆንስ ኣብ ስርዓት ሓደጋን ቅድመ መጠቀቕታን ተዛቲየን።

እተን  ሚኒስትር  ከጋጥሙ ዛኽእሉ ተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ፀገማት ቅድሚ ምግጣሞም ንምክልኻል ከምኡውን ዝተዋደደ ቅድመ መጠንቀቕታ ሓደጋን ድልውነትን ዘተኮረ መብርሂ ሂበን።

ብተወሳኺ ኣብ ስርዓት ህፁፅ ምላሽበናይ ኣሰራርሓ ለውጢ ምግባር ኣድላዪ ብምዃኑ ነዚ ዝምልከት ዝግበሩ ዘለዉ ስራሕቲ ኣብሪሀን።

እተን ዳይሬክተር ብጊደአን ዝተጀመረ ትካላዊ ኣሰራርሓታት ዝነኣዱ ኢዮም ኢለን።

ልምዲ ልውውጥ ምግባር ሓዊሱ ኣድላዪ ሓገዝ ንምግባር ትካለን ድልዊ ከምዝኾነ ሓቢረን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.