Fana: At a Speed of Life!

ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ብፉሉይ ልኡኽ መንግስቲ እንግሊዝ ምስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ብፉሉይ ልኡኽ መንግስቲ እንግሊዝ ምስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ተዛቲየን።

መንግስቲ ፌደራል ሃገራዊ ግዴታታት ኣብ ዘንብርሉ ህግጋታትን ዓለም ለኸ መአቀኒታት መሰረት  ምግቢ፣ መድሓኒትን ካልኦት ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑ ናውቲታትን ጉድኣት ንዘጋጠሞም ተገሩ ንክበፅሖም ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ትፅቢት ዝግበረሉ ሓላፍነት ይዋፃእ ከምዘሎ ገሊፀን።

ምስ ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላት እቲ ኣቕርቦት ኣብ ክሊ ዝጠንኸረሉ ብምድሃብ ዘተ ከምዝተገበረ እውን ተዛሪበን።

ማሕበረሰብ ዓለም ዘበርክቶ ዘሎ ሓገዝ ውስንነትን ሰብኣዊ ቅልውላውን ንዘጋጠሞም ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን እኹል ትኹረት ክህብ ከምዘለዎ እውን ምዝራበን ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.