Fana: At a Speed of Life!

ወ/ሮ ትእግስት ሃሚድ ምስ ኣምባሳደር ኤሚሬትስ ሕቡራት ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ምምሕዳር ኢንፎርሜሽንን ድሕንነት መርበብን ወ/ሮ ትእግስት ሃሚድ ምስ ኣምባሳደር ኤሚሬትስ ሕቡራት ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ሞሐመድ ሳሌም ኣልረሺድ ዘቲየን።

ኣብቲ ዘተ፥ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽንን ድሕንነት መርበብን ኢትዮጵያ ምስ መሓዛ ትካላት ኤሚሬትስ ሕቡራት ዓረብ ዘለዎ ርክብ ናብ ዝሓሸ ብርኪ ንምብፃሕ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣምባሳደር ሞሃመድ ብምምሕዳር ኢንፎርሜሽንን ድሕንነት መርበብን ኣብ ዝተሰርሑ ሃገር ቦቈል ፍሪያታትን ኣገልግሎትን ቴክኖሎጂ ዑደት ከምዝገበሩ ኣብቲ ትካል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ብፍላይ ፍሉይ ውህብቶ ዘለዎም ሰገናት ዓቕሞም ብምውፃእ ንክጥቀሙ ኣብ ማእኸል ታለንት ምሕጋዞም ንካሊእ ከም ኣብነት ከምዝቐርብ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.