Fana: At a Speed of Life!

ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ 25 ሺሕ ኪዩቢክ ሜትር ፈሳሲ ከፃሪ ዝኽእል ሰለስተ ዘመናዊ ዝተማእኽለ ፈሳሲ መፃረይ ፕሮጀክት ስራሕ ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ 25ሺሕ ሜትር ኪዩቢክ ፈሳሲ ከፃሪ ዝኽእል ሰለስተ ዘመናዊ ዝተማእኽለ ፈሳሲ መፃረይ ፕሮጀክት ስራሕ ኣጀሚረን።

ንሰለስቲኡ መፃረይ ፈሳሲ ፕሮጀክት 1 ነጥቢ 17 ቢልየን ብር ወፃኢ ተገይርሉ እዩ።

ምክትል ከንቲባ ወ/ሮ ኣዳነች አቤቤ ንከተማና ፅባቐ፣ንጥዕና ነበርቲ ከምኡ እውን ንሓባራዊ መንበሪ ኣባይቲ ዘመናዊ ፈሳሲ መወገዲብስርዓት ዝተዘርግሐ ብምዃኑ ካብ ትካላትን ካብ መንበሪ ገዛውቲ ዝወፅእ ፈሳሲ ሕብረተሰብ ብሓላፊነት ብዝተዳለወ መስመር ጥራሕ ክጥቀም ይግብኦ።

ኣወጋግዳ ስርዓት ፈሳሲ ዘመናዊ ካብ ምግባር ብዝሓለፈ እቲ ዝተፃረየ ማይ ንህንፃን ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ንምውዓል ዕድል ዝፈጥር ምኻኑ ወ/ሮ ኣዳነች ገሊፀን።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.