Fana: At a Speed of Life!

ዋና ቤት ዕዮ ኤጀንሲ ግልጋሎት ሲቪል ምዝገባን ነባርነትን ተመሪቑ ንግልጋሎት ክፍቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ መዓልቲ ግልጋሎት ምኽንያት ብምግባ ብዘበናዊ ቴክኖሎጂ ዝተወደበ ዋና ቤት ዕዮ ኤጀንሲ ግልጋሎት ሲቪል ምዝገባን ነባርነትን መሪቐን ንግልጋሎት ክፍቲ ገይረን፡፡

ነበርቲ እታ ከተማ ብወሳኒ ኩነት ን80 ዓመታት ዘገልገለ እቲ ኤጀንሲ÷ ሎሚ ዘመረቖ ህንፃ ብዘበናዊ ቴክኖሎጂ ዝተወደበ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡

ስርዓት ምዝገባ ሲቪልን ስራሕቲ ዲጂታላይዜሽን እታ ሃገር ዝበፅሐሉ ብርኪ ከዘርኢ ብዝኽእል መልክዑ ከምዝተሃነፀ እውን ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ኣብ 33 ወረዳታት ብቴክኖሎጂ ዝተደገፈ ግልጋሎት ዝህቡ ኣቢያተ ፅሕፈት እውን ሎሚ ተመሪቖም ንግልጋሎት ክፍቲ ከምዝተገበሩ ተገሊፁ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.