Fana: At a Speed of Life!

ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ኣብ ጉዳይ ሱዳን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘቲዮም።

እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ ምስ ሚኒስትይ ጉዳያት ወፃኢ እንግሊዝ፣ ካናዳን ጀርመንን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሱዳን ዝጠመተ ዘተ ኣሳሊጦም።

ኣብቲ ዘተ ኢጋድ ነቲ ኩነታት ብዝግባእ ይከታተሎ ከምዘሎ ብምግላፅ፥ ምስ ዘሎ ጠለብ ብምዝማድ ኣብ ሰብያዊ ድጋፍ ዘለዎም ስግኣት ተዛሪቦም።

ኣብታ ሃገር ህፁፅ ደው ምባል ተኽሲ፣ ተበፃሕነት ቀፃልነት ዘለዎ ሰብኣዊ ሓገዝን መሕላው ድሕንነት ስቪል ማሕበረሰብን ብዝምልከት ብሓባር ንምስራሕ ዘሎ ቁርፀኝነት ኣረጋጊፅና ኢሎም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.