Fana: At a Speed of Life!

ውሕመ ኣብ ሰሜን ምብራቕ ናይጄሪያ ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ንምብፃሕ ዘኽእል 20 ሚሊየን ዶላር ሰሊዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣብ ሰሜን ምብራቕ ናይጄሪያ ህፁፅ ሓገዝ ምግቢን ሃነፅቲ ምግብታትን ደገፍ ንምግባር ዘኽእል 20 ሚሊየን ዶላር ሰሊዑ።

9 ሚሊየን ዶላር ካብ ማእከላዊ ምላሽ እዋን ሓደጋ ዘርከብ ፈንድ እንትኸውን፥ 11 ሚሊየን ዶላር ድማ ካብ ሰብዓዊ ፈንድ ናይጄሪያ ዝርከብ ኢዩ ተባሂሉ።

ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ምክትል ኣቐባሊ ቃል ፋርሃን ሃቅ፥ ጥምየት ኣብ ዘካጠመሎም ከባቢታት ቦርኖ ፣ ኣዳማዋን ዮቤን ብመንግስቲ ዝተመርሐ ደገፍ ከምዝቐርብ ሓቢሮም።

 

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.