Fana: At a Speed of Life!

ውድድር ሻምፒዮና ብሽክለታ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልላትን ምምሕዳራት ከተማታትን ዝተሳተፍሉ ውድድር ሻምፒዮና ብሽክለታ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ።

ነቲ ውድድር፥ ፕሬዚዳንት ሻምፒዮና ብሽክለታ ኢትዮጵያ ወንድሙ ሃይሌን ሓላፊ ሽግግር ማሕበራዊ ልምዓት ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ክንደያ ገብረህይወትን (ፕ/ር) ኣጀሚረምዎ።

ካብ 14 ክሳብ 18 ሰነ 2015 ዓ.ም ኣብ ዝካየድ ውድድር እወንታዊ ርክብ ህዝቢ መስ ህዝቢ ኣብ ምጥንኻር ግደ ከምዘለዎ ኣይተ ወንድሙ ተዛሪቦም።

እቲ ውድድር ኣብ ቀፃሊ ዓመት ኢትዮጵያ ወኪሎም ብብርኪ ዓለም ኣብ ዝሳለጥ ውድድር ብሽክለታ ንዝሳተፉ በሽክለተኛታት ንምምራፅ ዘኽእል ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.