Fana: At a Speed of Life!

ውፅኢት 10ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ካብ ዝተኻየዱ ፀወታታት ዓስራይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓመተ 2012 ኣርባዕተ ፀወታታት ብምስዕዓር ተዛዚሞም።

ብመሰረት እዚ፦

ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርስቲ 1- 1 ኢትዮጵያ ቡና

ቅዱስ ጊዮርጊስ 1 – 0 ባህርዳር ከተማ

ፋሲል ከነማ 1 – 0 ሲዳማ ቡና

አዳማ ከተማ 2 – 0 ሃድያ ሆሳእና

ወልቂጤ ከተማ 1 – 0 ድሬዳዋ ከተማ

ንፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ ብ19 ነጥቢ ቀዳመይቲ ኮይና እንትትመርሖ፥ ፋል ከነማ ብ18 ነጥቢ ካልአይቲ፣ ቅዱስ ጊዮርጊስ ብ17 ሳልሰይቲ፣ ስሑል ሽረ ድማ ብ16 ነጥቢ ራብዐይቲ ኮይነን ይስዕባ ኣለዋ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.